ቀንዴል
ኣብ ቤተ ክርስቲያን ምሥጢረ ቀንዴል ዝብል ሥርዓት ኣሎ። ንሕሙማን፡ ድዉያን፡ ሥነ አዕምራዊ፡ ኣካላዊ፡ ኮነ መንፈሳዊ ሕማም ዘጋጠሞም ኣካላት ዝፍጸም ምሥጢር ኢዩ። እዚ ምሥጢር ኣብ ቤተ ክርስቲያን ዝተፈልጠ እኳ እንተ ኾነ ከም ሥዕራተ ጥምቀት ምሥጢሩ ሓልዩ ዝተፈጸመሉ ዘመን ኮነ ጊዜን ኣይፍለጥን። ኣብ ቤተ ክርስቲያን ድውያን ሥጋን፡ ኣዕምሮ፡ ከምኡ እውን መንፈስ ብዙሓት ኢዮም። ኣብ ክንዲ ምሥጢረ ቀንዴል